Breaking ጌታቸው ኣማኻሪ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብይ ኣሕመድ ኮይኑ ተሸይሙ፣ ደበረጽዮን ንታደሰ ክሕግዘካየ፣ ኦብነግ ስምምዕ ኣስመራ ተጣሒሱ april 11
HTML-код
- Опубликовано: 12 апр 2025
- #eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews# #zenatigrigna
እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነልኩም ብድሓን መጽኣኹም። እዛ ቻነል መዓልታዊ ሓድሽቲ ዜናታት ብቓንቃ ትግርኛ ዝፍነወላን ብትወሳኺ ውን ዝተፈላለዩ መሃርቲን ኣዛናጋዕትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ።
ነዛ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ብቓንቃኹም ብቓንቃ ትግርኛ መዓልታዊ ሓደሽቲ ዜናታት ብቐዳምነት ንኽበጽሐኩም
subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም።
ስለቲ ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
I am glad that you have joined your RUclips channel. This channel will provide you with daily and current news in tigrigna language. In addition, this channel will also creating educating and entertaining videos. If you want receive the latest tigrigna news, I kindly ask to subscribe for more videos.
Thank you for your continuous support.
ኣምላክ ስምምዕ ይሃበና ዐሪፍና ክነብር 🙏🏽🙏🏾🙏🏾
የሕዝን ኣብዪ ዝህቦ ሓሳብ ተቀቢሉ ትግራይ ንምውንጃል እዩ ከምኡ እዉን ብተጋሩ ተፀሊኡ ትግራይ ከይምለስ ብዝብል ሽርሒ እዩ
ጌታቸው ረዳ ፡ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ።
ድሪእስኻ ዩኹን ድቃላ 😂😂😂
ከምቲ ንስኻ ዝተመነኽኣሉ ነዓኻ ውን ይግበረልካ
🤣🤣🤣🤣🤣
Zeyhalfela killil
😂😂😂
ጌታቸው😭😭😭😭
Getachew banda
Selam ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba kebari🇪🇷
ታሪኽ ሂወት ጌታቸው ምስ ሞተ ምንጋር ኣይምሓሸን
😭
Welcome kb🎉
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤😢❤🎉
❤❤❤
welcome
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Ab Ehtiopiea eyu ab Afrika
Guday yebelun wedekachew 😂😂😂
Welcome KB
Wey gud….
Selam KB
ሓሳዊ ስለ ጌታቸው ?????
Maza miyaziya eyu zbahal gin nifue eka kexlo
Getcho amelegna 😂😂😂😂
ኤህ ኣቢ ኮነይ ኢሉ ንጌቸ ካብ ህዝቢ ትግራይ ብቀያሕ ካርዲ እንድዩ ከባርሮ መሪጹ 😂😂😂
🤣🤣🤣🤣🤣 aye Getachow 🧐
ሚኒሰር አብ ኢትዮጲያ ከምዚ ዝመሽመሼ ኮሚደረ አሕሲርካ ናብ ዕዳጋ ተዉርዶ እኮ ኮይና ክክክክክ
Mushmushat denaqur zeytemahru nay adina eritrea alewuka
Ewey ewey nay Ethiopia merhatey kemararxiu xihay kearbom eu entay yebhal gena 1.5 million atfiom ezom tigaru kurb do ayskifiun eyom 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😂😂😂
ምስለነ ኣቢ ን ኤርትራን ትግራይን ንምስላይ ወይ ከም መሳርሂ ኮይኑ ከገልግሎ ኢዩ እዚ ዕንዝራ ።😊
Emirates hadegegna iya
ሓዱሽ ስልጣን ጌታቸው ረዳ ክንየው ስማዊ ካልእ ፋይዳ የብሉን እዩ ::
Gecho with its raya peoples, tplf secret, strategy and knowledge (big power) on the side of Abey.
😂😂😂😂😂halelew u nay getachew smawi u halafnatu
ሰለንስኪ ረዳ 😢
😂😊
Nay africa aytbel nay Ethiopia merahie amakarie aby Ahmed bel nay Africa aytbel hasawie komalat nay east Africa amakarie ybel kea donkoro🤣🤣🤣🤣🤣 🤯🤯🤯🤯🤯🤯🤯
getacow kedae ntgray kedieuwa n adis abeba hdma
ጌታቸው..... ኣንጻር... ትግራይን... ኤርትራን..... ንረብሕኡ... ኢሉ... ከምዝስለፍ... 100% ፍሉጥ እዩ. 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ናይ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኢልካ ዘረባ ኣሎ እዋይ እዚ ስልጣን ኢትዮጵያ ስ ክሓስር 😂😂😂
ጌታቸው ኣማኻሪ አብይ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘይኮነስ ኣማኻሪ አብይ ኣብ ምትፋኣ ህዝቢ ትግራይ እዩ ተመሪጹ 🤣🤣🤣🤣
Getachew great banda
Wigin dagima nab kinat matawa ayterfn iyu
Amakari kerni Africa 🌍 Nemem kemaker Trufatate
Getachew nebs yemhar mengeste semay yewareso
ተወልደ ዖምብብ ኣይትቅሰን ሆቴል ወይዘሮ ትዖበን ኣብ ሰንዓፈን ኣብ ባርንቱ ዘፍረስካዮን ቤት ጽሕፈት ሙስጣፋ ኑር ሕሴን ዝረሰኦኣናዮ ከይመስለካ ወድዞም ጠራሮ ትግራይ!!!!
እዚ ኣንባቢ ዜና መን ዲዩ ዝብሃል
ፖለቲካ መትሓዚ የብላን ገታቸውን ኣቢን ካብ መጻርፍቲ ሓሊፎምስ መማኽርቲ ኮይኖም ብዝኾነ ጽቡቕ የምክሮም ካብ ቂሚን በቀለን ክወጹ ኣለዎ
ም
በይ ወያነ ብዘይ ሻብያ ህዝቢ ትግርኛ ክንምሓደር ከም ንክል ዶክተር ኣብይ ኣብነታዊ መንግስቲ እዩ ኢትዮጵያ ይመርሕ ኣሎ
Tarik hiwetu dika kthbr mexika loqmax
Vodkachew!!?! Nay 2025 xuwxuway political Ethiopia ensisa kihasbo zeykiel chirchir abede xeweta😢
ገታቸው ሕውሓት ከየጥፈኦም ኣይድቅስን እዩ።
Only solution is agreement Tigray with Eritrea without Bandatat !!
ruclips.net/video/ytoOPUWN6K8/видео.html
abi Rkibwom hji anxarom km zelalal felitu eyu enber kab getachew dea ane do mehashkuwo
Etti zihizin getachew bizeyhalafinetawi bihilik mis abi kunat kefitu 1million hizbi asniton semien ezi Ethiopia reshinom hiji kem champions wancha tewahibu dr abi getachew debresion nab higi kikerbu neriwom
ኦሮማይ ጌቾ ቁማር ተበሊዑ! ትግራይ ንሓንሳእን ንሓዋሩን ኣይክርእያን ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ንኣብራሃም ሃላይ ተጠቂሙ ንህዝቢ ትግራይ ደም ኣንቢዕዎ፡ ሕጂ ከኣ ነዚ ብዕራይ ተጢቅሙ ንትግራይ ከጽንታ ኢዩ፡፡
አሀሀሀሀሀ ትግራይ እሞ እንታይ ይምልከታ:: ንመጸናንዒ ሽመት በሎ:: አብ ትግራይ ተሳዒርካስ አብ ሸዋ? እዙይ እኮ ሽመት ዘይኮነስ ሓመድ ድበ እዩ:: ካብ ክተጸባብቆ ኮለል ትብልሲ ሰርትፊኬት ክድምና ተቐቢሉ ዘይትብል:: እንታይ እዩ ከማኽር ንባዕሉ መኻሪ ዘድልዮ:: ገዱ እውን አማኻሪ ኔሩ አዩ:: ሓንቲ ሓሙስ ዝተረፈቶ ዓብይ ከከከከከ! በቱይ ኮነ በቲ ጌች ኮታ ናይ "ትግራይ ቄስ ሞገሴ" አማሊኡ አሎ
Abiy wants to use Getachew reda against Tegaru ...ሰበ ስልጣን ተጋሩ እንታይ ይገብሩን ይሓስቡን ንኽፈልጥዩ ደልዩ አቢይ ሎቅማጽ ።
ኣብ ቦቱኡ ዝተቐመጠ መራሒ!! ኣብ ዝምድናን ጽገና ዲፕሎማስን ኢትዮጲያ ኣገዳሲ ሰብ።ጌታቸዉ ረዳ!!
هههههههههههه🐒🕷️👎🤑🤮🐒🕷️👎🤑🤮🐒🕷️👎🤑🤮🐒🕷️👎🤑🤮🐒🕷️👎🤑🤮
ኣነስ እዚ ናይዛ መንዝራ ኢትዮጵያ ፖለቲካ ናይ ናይ ላግጺ ኢዩ ኮይኑ ዝስምዓኒ እቶም እቶም ዝመርሑን ዝምርሑን ኩሎም ፖ/ካ ዘይምርድኦም ኢዩ xxxxxxx
*ነፍሒ ፕሮፖጋንዳ ህድማ ንቕድሚት*
ኣልቡርሃን ጉዳይ ሱዳን ኣብ መዕለቢኡ ከብጽሖ ዘይኮነ ጠልጠል ኢሉ ከም ዝተርፍ ብኣግኡ ዝተረድኦ እዪ፡ምብጻሕ ኣስመራ ፍሽኽታን ሳሓቕን ስዕመት መራሕቲ ከምቲ ዛንታ ናይ ይሁዳ ኣቆሮጦሳዊ ዓይነት እዪ። እቲ ንሰራዊቱ ብዘይ ቅያር ክዳንን ጫማን፡ብዘይ እኩል እክለማይ ሕክማና ደሞዝ ብግፍዕን ጭቆናን ብናብራ ጎዳጉዲ ብራዕድን ዝተዳኸመ፡ ፍትሒ ዝሳኣነ ብሓይሊ ተገፊፉ ሰራዊትኢሊ ዘገደሞ ፡
ፋሽሽታዊ ስርዓት ህግደፍ ንሓይልታት ኣምሓራን ሱዳንን ዘቕርቦ ደገፍ ኣብ ቁጠባኡ ፡ጸጥትኡ፡ምንቅስቃሱ ምስጢራቱ፡ድሕነቱን ሃጎፋት ዝተፈጥሮ እንዳ ተዳኸመ ዝመጽእ ዘሎ ፋሽሽቲ ስርዓት ህግደፍ ፡ኣብ ደቡብ ሱዳን ዘሎ ዓቕሚ ቁጠቡኡ ተጠቂሙ ጸቕጢ ዝፈጥረሉ መንገዲ ይፍትሽ ኣሎ!
😜😜😜😜😜😜
Oromoguzay
Etom fashisit si ab hagerika Ethiopia eyom delewu bro!!! Timintikum silezerekebikum tibekitu alekum
هههههههههه. ههههههههه ههههههههه يا عفين ايش داخلك عل ارتري. قابي شوف بالدك تاقري. يلعب ابي احمد قابي حوان مالك داخل عل ارتري🤮🤑👎🤮🤑👎🤮🤑👎🤮🤑👎🤮🤑👎🤮🤑👎🕷️🐒🕷️🐒🕷️🐒🕷️🐒🕷️🐒🕷️🐒🕷️🐒